ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ብምጥሓላ 8 ሰባት ሞይቶም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ብምጥሓላ 8 ሰባት ሞይቶም

ካብ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ ሰባት እቶም ሸሞንተ ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ ጃልባ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ፓስ-ደ-ካለይ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ቦሎን-ሱር-መር ኣብ ዝርከብ ማያት ድሕሪ ሰዓት 01፡00 [ብኣቈጻጽራ እታ ሃገር] ኣብ ጸገም ድሕሪ ምእታዋ፡ ኣገልግሎት ህይወት ኣድሕን ሓበሬታ ከምዝበጽሖም ተፈሊጡ።

Latest releases

Load more...