እስራኤል፡ ብቕትለት ሓደ ሽማግለ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ተኣሲሩ

እስራኤል፡ ብቕትለት ሓደ ሽማግለ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ተኣሲሩ

ብሰሉስ 27 ግንቦት ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ ሃቲክሻ ኣብ ዝተባህለ ገዛውቲ ኣብ ልዕሊ ወዲ 71 ዓመት ሽማግለ ሰብኣይ ብዝተፈጸመ ዝምታ ተለፎንን ቅትለትን ዝተጠርጠረ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዝኣተወ፡ ዮሩሳሌም ፖስት ንፖሊስ ብምጥቃስ ሓቢራ። ሊስ፡ እቲ ወዲ 71 ዓመት ሰብኣይ ከም ዝተወቕዐን ድሒሩ ብኣባላት ሕክምና ሞይቱ ከም ዝተባህለን ዝገልጽ ጸብጻብ ከም ዝበጽሖ ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ኣፈናዊ ጥርጣረታት፡ እቲ ሰብ ሞባይል...

Latest releases

Load more...