ብዛዕባ እታ ኣብ ሽወደን ዝተቐትለት ኤርትራዊት ኣደ እንታይ ንፈልጥ?

ብዛዕባ እታ ኣብ ሽወደን ዝተቐትለት ኤርትራዊት ኣደ እንታይ ንፈልጥ?

ኣብ ሽወደን ከተማ ኦረቡሮ ብሰሉስ 4 ለካቲት፡ ሪቻርድ ኣንደሽን ዝተባሃለ ወዲ 35 ዓመት መንስሰይ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዝፈጸሞ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብታ ሃገር ከቢድ ስንባደ ምፍጣሩ ይዝከር። በቲ መጥቃዕቲ 10 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፡ ፈጻሚ እቲ ገበን'ውን ከምዝተቐተለ ኣብ እዋኑ ተሓቢሩ ነይሩ። ፖሊስ፡ እቶም ዝተቐተሉ ሰባት ሸውዓት ደቂ ኣንስትዮን ኣርባዕተ ደቂ ተባዕትዮን ኮይኖም ዕድሚኦም ካብ 28 ክሳብ 68 ከምዝኰነ'ዩ ኣብ መጀመርታ...

Latest releases

Load more...