ኤርሚና ደል'ኦሮ፡ ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ጸሓፊት
እዛ ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ኢጣልያዊት፡ ብዛዕባ ምስ ዘመን ጣልያን ዝተኣሳሰሩ ብርክት ዝበሉ ዛንታታት ዘበርከተት ህብብቲ ደራሲት'ያ። ኣባሓጎኣ ንኤርሚና ደል-ኦሮ ሓደ ካብ'ቶም ቀዳሞት ናብ ኤርትራ ዝፈለሱ ኢጣልያውያን'ዩ ነይሩ። ንሱ ካብ ሌኮ እትበሃል ኣብ ሎምባርዲያ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ - ካብ ሚላኖ ንሰሜን 50 ኪ.ሜ. ርሒቓ እትርከብ - ብ1886 ናብ ኤርትራ ግዒዙ። እዛ ሕጂ ዕድመ ደፊኣ ኣብ ሚላኖ እትነብር ዘላ ኤርሚና ደል-ኦሮ ነቶም...
Latest releases
ብውሕዱ 65 ሬሳታት ስደተኛታት ኣብ ጃምላዊ መቓብር ሊብያ ከምዝተረኸቡ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ
ኣብ ሊብያ ብውሕዱ 65 ሬሳ ስደተኛታት ዝሓዘ ጃምላዊ መቓብር ከምዝተረኸበ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣፍሊጡ።
ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ወርቂ መዳልያ ተዓዊቱ
ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ኣብ ጋና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቀዳማይ ብምውጻእ ወርቂ መዳልያ ተዓዊቱ።
ኤርትራ፡ ነዊሕ ኢድ መንግስቲ ኣብ ዲያስፖራ ንምብታኽ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ናይ ቅድም ትዊተር ናይ ሕጂ ኤክስ(X) ጉዳይ ኤርትራ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ ብምህላዉ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝርእዮ (trending) ኮይኑ ቀንዩ::
Load more...