ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ዝተሰጐጉ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም ስደተኛታት ዘለውዎ ኵነታት

ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ዝተሰጐጉ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም ስደተኛታት ዘለውዎ ኵነታት

ዓሰርተታት እስያውያንን ኣፍሪቃውያንን ስደተኛታት፡ ኣብ ከተማ ፓናማ ኣብ ዝርከብ ምዕሩግ ሆቴል ተዓጽዮም ብመስኮት ሓገዝ ካብ ዝልምኑ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ኣቝጺሩ ኣሎ። ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ተሰጒጎም፡ ንጹር መውጽኢ መገዲ ስኢኖም ተዓጽዮም ጸኒሖም። ፈህ ዋይ ኣለግርያ ዝተባህለ ሃይማኖታዊ ምንቅስቓስ ከም ዝገለጾ፡ እቶም ስደተኛታት፡ ካብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያ፡ ኢራን፡ ኣፍጋኒስታን፡ ኔፓል፡ ፓኪስታን፡ ሶማልያ፡ ካሜሩን፡ ቻይናን ሩስያን ዝኣመሰላ ሃገራት ዝመጽኡ ደቂ-ተባዕትዮ፡...

Latest releases

Load more...