ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ትግራይ፡ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን እንታይ ኢሉ?

ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ትግራይ፡ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን እንታይ ኢሉ?

ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ፡ ኤርትራን ኣፍደ ባሕርን ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዝቐረብሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቡ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፈጻጽማ መደባት ተገምጊሙ፡ መረጻ ክሳብ ዝካየድ፡ ንመጻኢ ክልተ ዓመታት፡ ገደብ ግዜ ከምዝናዋሕ ኣፍሊጡ። እንተዀነ፡ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር፡ ምምሕያሻት ሕጊ ከም ዘድልን ኣብ መሪሕነት መጠናዊ ለውጢ ከምዝግበረሉን ኣንፊቱ። ብመሰረት ውዕል ፕሪቶርያ ዝቘመ፡ ብፕረዚደንት...

Latest releases

Load more...