ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራ ንዝተነጽጕ ዜጋታታ ምቕባል ብምእባያ ሓገዝ ከተቋርጽ ወሲና

ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራ ንዝተነጽጕ ዜጋታታ ምቕባል ብምእባያ ሓገዝ ከተቋርጽ ወሲና

ስዊዘርላንድ፡ ብሰንኪ'ቲ ምስ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሓተትቲ ዕቝባ ስደተኛታት ዝተፈጥረ ዘይምርድዳእ፡ ነታ ሃገር እትገብሮ ዝነበረት 'ልምዓታዊ ሓገዝ' ክቋረጽ ከም ዝወሰነት ኣፍሊጣ። ስዊዘርላንድ፡ እቶም ብዝተፈላለየ መገዲ ናብታ ሃገር ብምእታው ሕቶ ዕቝባ ኣቕሪቦም ዝተነጽጕ ኤርትራውያን፡ ናብ ሃገሮም ክምለሱን ኤርትራ ክትቅበሎም ፍቓደኛ ብዘይምዃናን እያ...

Latest releases

Load more...