ኣዘርባዥያን፣ ኣብ ኤርትራ ምስ 18 ሰራሕተኛታተን ዝተታሕዛ ሰለስተ መራኽባ ንምልቃቕ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ገሊጻ
ኣዘርባዥያን፣ ኣብ ኤርትራ ምስ 18 ሰራሕተኛታታተን ተታሒዘን ዘለዋ ሰለስተ መራኽባ ንምልቃቕ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ሎሚ 08 ጥሪ፣ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እተን ናይ ንግዲ ምዃነን ዝተሓበራ መራኽብ ኣዘርባዥያን፣ ናብ ኣቡዳቢ እናምርሓ እንከለዋ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዘጋጠመን ሕማቕ ኩነታት ኣየርን ማዕበልን ናብ ክሊ ማይ ኤርትራ ምስ ተጸግዓ፣ ብ07 ሕዳር 2024 ከምዝተታሕዛ‘ዩ መግለጺ እቲ ሚኒስትሪ ሓቢሩ። ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣዘርባዥያን፣ ኣይካን ሕጅዛዳ፣ ብ08 ጥሪ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ሚኒስትሪ ነቲ ጉዳይ ብዕቱብ ሒዝዎ ከምዘሎ ብምርግጋጽ፣ ምስ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ይዘራረቡ ምህላዎም ገሊጹ። ሰራሕተኛታት እተን መራኽብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዘጋጠሞም...
Latest releases
أمسية ثقافية إريترية في كتارا -الدوحة
مكتبة كتارا للرواية العربية ناقشت رواية عزيز للكاتب الاريتري / هاشم محمودوسط جمع غفير من الأدباء والشعراء والمهتمين بالأدب يوم الاثنين ٢٠٢٤/٢/٢٤
برقيد نحمدو- ظلال التاريخ، مخاض الانتماء وحقائق الواقع
نادرة هي المرات التي تعرضت فيها سلطة أسياس افورقي لتحدي حقيقي من قبل الإرتريين، فهو كما ذكر مسفن حقوص في مذكراته قد اتخذ قراراً بأن لا يسمح للأحداث أن تصل إلى ما وصلت إليه خلال تحدي حركة المنكع لسلطته في عام 1973م،