ኬንያ፡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውንን ኣብ ከቢድ ፍርሒ
ኬንያ ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት ነጋዶ ንኣሽቱ ድኳናትን ሸቐጥ ጐደናን ትወስዶ ብዘላ ስጕምቲ፡ ከም ስደተኛታት ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብዎም ዜጋታት ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ከቢድ ፍርሒን ሻቕሎትን ከም ዘለዉ ተፊሊጡ። መንግስቲ ኬንያ፡ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ስዒቡ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ንኣሽቱ ድኳናት ዘካይዱን ኣብ ጐደናታት ዝሽቅጡን ወጻእተኛታት ዜጋታት ተሪር...
Latest releases
ሩስያ ዝደገፈቶን ቻይና ዓይና ዝሓሰየትሉን እገዳ ኣመሪካ ዓሎቚ'ዩ ነይሩ - ኤርትራ
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊኣ ዘንበረቶ እገዳታት ከተልዕሎ ትዳሎ ከምዘላ ዝገልጽ ጸብጻባት ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ኤርትራ ገሊጻ። ምኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ረቡዕ 6 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ እገዳታት ክለዓል'ዩ ዝብል ጸብጻባት ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ እቲ ስጕምቲ ነቲ ግጉይ ክብል ዝገለጾ ፖሊሲታት ዋሽንግተን "ብዘላቕነት ብምእራም፡ ፍትሒ፡ ሕጋውነትን ርትዒን ዘረጋግጽ ክኸውን ተስፋ ንገብር" ኢሉ።
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣጽኒዓቶ ዘላ እገዳታት እንታይ እዩ?
ኣብዚ ቅንያት፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳታት ከተልዕልን ዝምድናኣ ናብ ንቡር ክትመልስን ወሲና ትንቀሳቐስ ከምዘላ ክዝረብ ተሰሚዑ'ሎ። እዚ ውሳነ፡ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተፈጥረ ቅልውላው ዝተደፍአ ኰይኑ፡ ኣመሪካ ንኤርትራ ብዘለዋ ስትራተጅያዊ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ "ከም ስትራተጅያዊት መሓዛ" ስለዝርኣየታ ምዃኑ እዩ ዝግለጽ። እዚ...
ሩስያ ዝደገፈቶን ቻይና ዓይና ዝሓሰየትሉን እገዳ ኣመሪካ ዓሎቚ'ዩ ነይሩ - ኤርትራ
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊኣ ዘንበረቶ እገዳታት ከተልዕሎ ትዳሎ ከምዘላ ዝገልጽ ጸብጻባት ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ኤርትራ ገሊጻ። ምኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ረቡዕ 6 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ እገዳታት ክለዓል'ዩ ዝብል ጸብጻባት ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ እቲ ስጕምቲ ነቲ ግጉይ ክብል ዝገለጾ ፖሊሲታት ዋሽንግተን "ብዘላቕነት ብምእራም፡ ፍትሒ፡ ሕጋውነትን ርትዒን ዘረጋግጽ ክኸውን ተስፋ ንገብር" ኢሉ።
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣጽኒዓቶ ዘላ እገዳታት እንታይ እዩ?
ኣብዚ ቅንያት፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳታት ከተልዕልን ዝምድናኣ ናብ ንቡር ክትመልስን ወሲና ትንቀሳቐስ ከምዘላ ክዝረብ ተሰሚዑ'ሎ። እዚ ውሳነ፡ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተፈጥረ ቅልውላው ዝተደፍአ ኰይኑ፡ ኣመሪካ ንኤርትራ ብዘለዋ ስትራተጅያዊ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ "ከም ስትራተጅያዊት መሓዛ" ስለዝርኣየታ ምዃኑ እዩ ዝግለጽ። እዚ ኰይኑ ግን ጉዳይ ምልዓል እገዳ፡ ምስ መዝገብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ተዛሚዱ ኣከራኻሪ ሕቶታት የልዕል ኣሎ። ኣብዚ መቓን'ዚ ድማ እቶም እገዳታት እንታይ እዮም...