ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ

ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ

ንፈለማ እዋን ናብ ኤርትራ ዝበጽሕ ዘሎ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲ ሎሚ ንግሆ ኣስመራ ኣትዩ። ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኤል-ሲሲን ሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ዝሓቖፈ ልኡኹን፤ ሓላፊ ካቢነ ሚኒስተራት ፕረዚደንት፤ ከምኡ’ውን፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሓቢሮም ተጓዒዞም ኣለው። ፕረዚደንት ኣልሲሲ ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸክ ማሕሙድ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ስራሕ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን እዩ ንኤርትራ ዝበጽሕ ዘሎ።...

Latest releases

Load more...