ዑስማን ዓብደልረሒም፡ ቅርሲ ሃገራዊ ስነጥበብ ኤርትራ
በሃር ኤርትራዊ ስነጥበባዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ኣብ መበል 76 ዓመት ዕድመኡ ኣብ ዝሓለፈ መስከረም ኣብ ሽወደን ከም ዝዓረፈ ዝዝከር እዩ።ዑስማን ኣብ ምዝማን ሙዚቃ ኤርትራ ዓቢ ተራ ካብ ዝተጻወቱ ፍቱዋት ድምጻውያን ሓደ እዩ። ኣብ 60ታት 70ታት፡ ማሕበራውን ሃገራውን ትሕዝቶ ዘለዎም ደርፍታቱ ኣብ ኵሉ መዳያት ዓሚቝ ስምዒት ቀስቂሶም እዮም።...
Latest releases
ኤርትራውያን ኣብ ካናዳ ዝብድሆም ዘሎ ስእነት ስራሕ እንታይ ይመስል?
ብዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ካብ ሃገሮም ዝወጹ ኤርትራውያን፡ ኣብተን ከም መሰጋገሪ ዝረግጹወን ጐረባብቲ ሃገራት ኰይኖም መብዛሕትኦም ናብ ሳልሳይ ሃገር እዮም ዘቋምቱ።
ምንቅስቓስ ተምሃሮ ኤርትራን ኢትዮጵያን 60ታት-70ታት እንታይ ይመስል ነይሩ?
ሓደ ካብቶም ንመንእሰያት ኤርትራ ይዅን ኢትዮጵያ ዝጸለወ ኵነታት፡ ለውጢ ሰርዓት ንምምጻእ ዝተኻየደ ቃልሲ ተምሃሮ እዩ። ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዀኑ ካልኣይ ደረጃ ብዘካየዱዎ ቃልሲ ፖለቲካዊ ለውጢ ክተኣታቶ ክኢሉ እዩ።
ኤርትራውያን ነበርቲ ካምፓላ ብዛዕባ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ ዝበሎ ምኽሮም የካፍሉ
ዋሽንግተን -ኣለን ስዋንያና ዝተባህለ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፡ ብዛዕባ ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝተዛረበሉ እዋን፡ ብፍላይ ኤርትራውያን ንኩነታት ናብራ የኽብርዎ ከም ዘለዉ ስኽፍትኡ ገሊጹ ኔሩ።
How the US Destabilized the Horn of Africa
The Horn of Africa and its key waterways are the geostrategic interface between Europe, Africa, and Asia. They have been the site of more destructive foreign intervention and global power...