ሊብያ ንህዝባ ብ

ሊብያ ንህዝባ ብ"ኣፍሪቃውያን" ክመልኡ ይጽዕሩ ኣለዉ ንዝበለቶም ትካላት ረድኤት ኣባሪራ

ሊብያ ንህዝባ ብ"ኣፍሪቃውያን" ክመልኡ ይጽዕሩ ኣለዉ ንዝበለቶም ትካላት ረድኤት ኣባሪራ። ሰበስልጣን እታ ሃገር፣ ኣብ ሊብያ ዝርከባ ትካላት ረድኤት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብታ ሃገር ክጸንሑ ብምትብባዕ ንቝጽሪን ማሕበረሰብን ንምቕያር ውዲት ከም ዝኣለማ ኸሲሶም። መንግስቲ ሊብያ ነተን ንቝጽሪ ህዝቢ እታ ሃገር ክቕይራ ውዲት ዝኣለማ ዝበለን፣ ማሕበር ዶባ ኣልቦ ሓካይም፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት (ዩ. ኤን. ኤች. ሲ....

Latest releases

Load more...