'ሊብያ ምስ ኣተኻዮ መውጽኢ ስለ ዘይብሉ፡ ህይወት እናተሓተትና ኢና ንነብር ዘለና'

'ሊብያ ምስ ኣተኻዮ መውጽኢ ስለ ዘይብሉ፡ ህይወት እናተሓተትና ኢና ንነብር ዘለና'

ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናይ ርድኡና ኣውያት ከስምዑ ጸኒሖም ኣለዉ። እዞም ስደተኛታት ብፖሊስ ሊብያ ይግፈፉን ይግፉዑን ከም ዘለዉ፡ ኢሰብኣዊ ብዝዀነ ኣተሓሕዛ ተዳጊኖም፡ ዘይተኣደነ ገንዘብ ክኸፍሉ ይቕሰቡ ምህላዎም ንቢቢሲ ሓቢሮም። ኣብ ሊብያ ጸለምቲ ስደተኛታት ክሰራጠዩ ሓድሽ እኳ እንተ ዘኰነ፡ እዚ ሕጂ ዝያዳ ስጋኣት ፈጢሩሎም ዘሎ ግን ዓበይቲ ሰበስልጣን ሊብያ ብኣልማማ ክገፉዎም፡ ንዝኣበዩ...

Latest releases

Load more...