ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ንሰላም ዕረፍ

ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ንሰላም ዕረፍ

ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣ ገብሪሂወት ማሐሪ ዓሪፍካ ዶ ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ከበዶንዓዲ ቀይሕ እንዳ ጥመተ ብማዕዶ፣   ተጋደልት ተሐኤ ንደርጊ ከሊኦም ሩፍታኣብ 75 ካብ ቋሐይቶ ብማዕዶ ክትጥምታ ሐርበኛ ተቃሊስካ እወ ንኤርትራ ንነጻነታ፣   ኣፋል ኢሉ ንጎባጢት ኢትዮጵያ ንሰርጀንቲ ናይ ፖሊስ ምስ ደርበያ...

Latest releases

Load more...