Isaias’s Cairo Visits and the Seasonal Architecture of Crisis in the Horn
Strategic convergence in the Horn of Africa is too often misread through the narrow grammar of formal alliances, as though coordination must announce itself through treaties, communiqués, or...
Latest releases
ኤርትራዊ ሰመረ ገብረእግዚኣብሄር ድሕሪ ነዊሕ ማእሰርቲ ካብ ቀይዲ ኢሚግሬሽን ኣሜሪካ ወጺኡ
ናብ ኤርትራ ክጥረዝ ብሰብ መዚ ኢሚግሬሽን ኣመሪካ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ሰመረ ገብረእግዚኣብሄር ድሕሪ ነዊሕ ሕጋዊ መስርሕ ካብ ማእሰርቲ ኢሚግሬሽን ኣሜሪካ ከም ዝተፈትሐ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣረጋጊጾም። እዚ ሰመረ ዝተባህለ ወልቀሰብ ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሰሙን ካብ መዳጎኒ ማእከል ማክኩክ ነብራስካ ተፈቲሑ፡ ብተቘጻጻሪ ኣኽበርቲ ኢሚግሬሽንን ጉምሩክን እታ ሃገር...
ኤርትራ፡ ኣመሪካ መዲባቶ ዘላ ሓድሽ ስትራተጅያዊ ኣጠማምታ እንታይ እዩ?
ኣመሪካ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንዓመታት ዝጸዓነቶ እገዳ ከተልዕን ነቲ ዝሕቱል ዲፕሎማስያዊ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ፡ ማዕከን ሓበሬታ ዎል-ስትሪት-ጆርናል፡ ብ22 ምያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ሓተታ ኣመልኪቱ። እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ኣመሪካ ዝዀነ ጆርናል፡ እታ ሃገር ምስታ "ኣብ ተነጽሎ ዘላ ግን ከኣ ዓሚቝ ስትራተጅያዊ ኣገዳስነት ዘለዋ ሃገር ኤርትራ" ዝምድናኣ ዳግማይ...
ኤርትራ-ኣመሪካ፡ 'እገዳ ክለዓልን ዝምድናኣ ክሕደስን' ስትራተጅያዊ ውሳነ
ኣመሪካ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንዓመታት ዝጸዓነቶ እገዳ ከተልዕን ነቲ ዝሕቱል ዲፕሎማስያዊ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ፡ ማዕከን ሓበሬታ ዎል-ስትሪት-ጆርናል፡ ብ22 ምያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ሓተታ ኣመልኪቱ። እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ኣመሪካ ዝዀነ ጆርናል፡ እታ ሃገር ምስታ "ኣብ ተነጽሎ ዘላ ግን ከኣ ዓሚቝ ስትራተጅያዊ ኣገዳስነት ዘለዋ ሃገር ኤርትራ" ዝምድናኣ ዳግማይ...
ብኢማራት ዝምወሉ ዕሱባት ኣብ ሱዳን ዝገበርዎ ዘቃልዕ ሓድሽ ጸብጻብ
ንጉዳይ ሱዳን ኣመልኪቱ ካብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ዝተዘርግሐ ሓድሽ ጸብጻብ፡ ብኢማራት ዝምወል መርበብ ዕሱባት ኮሎምቢያውያን፡ ኣብ ጐድኒ ሓይልታት ዳዕመ-ሰሪዕ ተሰሊፎም ንከተማ ኣልፋሸር ንምቍጽጻር ምሕጋዞም ከምዘረጋገጸ የቃልዕ። እቲ 'ኮንፍሊክት ኢንሳይትስ ግሩፕ' (CIG) ዝጽዋዕ ትካል ትንታነ ጉዳያት ጸጥታ፡ ዘካየዶ መርመራ፡ እቶም ኮሎምቢያውያን ዝጥቀሙለን ንዝነበሩ ሞባይል ተሌፎናት ተኸታቲሉ ዝረኸቦ መረዳእታ ምርኩስ ዝገበረ እዩ። ...