ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ካርታ ሃገራት ዝቕይር'ዩ- ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ካርታ ሃገራት ዝቕይር'ዩ- ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከቢድ ሳዕቤናት ከምዝህልዎ ሌ/ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ገሊጹ። እቲ ኣባል ካቢነ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝኾነ ጀነራል ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ትግራይ ዳግማይ ናብ "ዓውደ-ውግእ" ከይትምለስ ዘለዎ ስግኣት'ውን ኣስፊሩ'ሎ። "ኣብ ዝኾነ ህሞት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኲናት ክውላዕ ይኽእል'ዩ" ይብል እቲ ኣብ 'ኣፍሪቃ ሪፖርተር' ዝወጸን ኣቐዲሙ ኣብ...

Latest releases

Load more...