ማሕበር ፍቕሪ ሃገር፡ ንዕድል ኤርትራ ዝቐየረ ኣካል

ማሕበር ፍቕሪ ሃገር፡ ንዕድል ኤርትራ ዝቐየረ ኣካል

ኣብ ታሪኽ ኤርትራ 1941 መቐይሮታት ዘተኣታተወት ዓመት ነበረት። እንግሊዝ ንጣልያን ስዒሩ ንኤርትራ ዝኣተወሉ፡ መንቋሕቋሕታ ዝነበሮም ዜጋታት ብሃገራውነት ተደሪኾም ንባህግታት ናጽነት ክዅስኵስሉ ዝጀምርሉ ዓመት ነበረት። ሽዑ'ዩ 'ማሕበር ፍቕሪ ሃገር' ብ5 ግንቦት 1941 ኣብ ኣስመራ ዝተመስረተ። ሃጸይ ሃይለስላሴ ከኣ ንኤርትራ ንምቍጽጻር ዝነበሮም ባህጊ ተግባራዊ ንምግባር ጻዕሮም ዝጀመሩላ ዓመት ነበረት። ብሓጺሩ፡ ምንቅስቓሳት ንናጽነት ወይ ከኣ...

Latest releases

Load more...