ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ
ንፈለማ እዋን ናብ ኤርትራ ዝበጽሕ ዘሎ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲ ሎሚ ንግሆ ኣስመራ ኣትዩ። ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኤል-ሲሲን ሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ዝሓቖፈ ልኡኹን፤ ሓላፊ ካቢነ ሚኒስተራት ፕረዚደንት፤ ከምኡ’ውን፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሓቢሮም ተጓዒዞም ኣለው። ፕረዚደንት ኣልሲሲ ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸክ ማሕሙድ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ስራሕ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን እዩ ንኤርትራ ዝበጽሕ ዘሎ።...
Latest releases
ብኤርትራዊት ዝተማህዘት ንንምርኣይን ምስማዕን ዝሰኣኑ እተገልግል መተግብሪ ( ኣፕ)
ዋሽንግተን — ምርኣይን ምስማዕን ንዝሰኣኑ ኣካላት ፊልምታት ክከታተሉ ዘኽእል መተግብሪ( ኣፕ) ዘዳለወት ኤርትራዊት ጀርመናዊት ሰናይት ኣስመላሽ ደበሳይ ነቲ ኣፕ ንምድላው ዝደረኻ ኩነታት ዛንታ ሓንቲ ውልቀሰብን ንታሪኽ ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ኤርትራ ንምስናድ ዝነበራ ባህጊን ምዃኑ ትሕብር።
ኤርትራ፣ ኣብ African All Games ብ15 ሜዳልያታት መበል 11 ደረጃ ተሰሪዓ
ካብ 4 ክሳብ 23 መጋቢት፣ ኣብ ጋና ክካየድ ኣብ ዝቐነየ፡ መበል 13 ውድድራት ጸወታታት መላእ ኣፍሪቃ ወይ ድማ African All Games፡ ኤርትራ ብ15 ሜዳዳልያታት መበል 11 ደረጃ ተሰሪዓ።
ሶፊያ፡ ኣብ ሓያለ ዓለምለኻዊ ፌስቲቫላት ዝተሸለመት ኤርትራዊት ፊልም
ብኤርትራዊ ደራስን ኣላይን ኤፍሬም ካሕሳይ [ወዲ ኳዳ] ዝተደረሰትን ዝተኣለየትን ሶፊያ ዘርእስታ ፊልም ኣብ ሓያለ ዓለምለኻውያን ናይ ፊልም ፌስቲቫላት ብምውድዳር ሓያለ ሽልማታትን ኣፍልጦን ረኺባ።
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
Load more...