ተሸላሚት 'ወይዘሪት ኣፍሪቃ ብሪጣንያ 2024' - ኤርትራዊት ዮርዳኖስ መንግስትኣብ
ኤርትራ ብወይዘራዝራ ኣቢላ ኣብ ዝተፈላለየ ውድድራት ቁንጅና ዓለምና ክትሳተፍን ዓወት ከተመዝግብን ጸኒሓ ኣላ። ኣብ ውድድር ወይዘሪት ኣፍሪቃ ዓባይ ብሪጣንያ 'Miss Africa Great Britain 2024' እውን ብመንገዲ ጓል 20 ዓመት ዮርዳኖስ መንግስታኣብ ኣቢላ 2ND RUNNER UP ሽልማት ረኺባ እያ። እዚ ውድድር ኣፍሪቃውያን ወይዘራዝር ሕልመን ዘግህዳሉ፣ ገዛእ ርእሰንን ሃገርንን ምስ ዓለም ዘላልያሉ መድረኽ...
Latest releases
ኤርትራ፡ 'ወተሃደራተይ ኣብ መሬት ኢትዮጵያ የለውን'
ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ገለ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣለዉ ዝብል ጸብጻባት "ሓሶት" ምዃኑ ኤርትራ ብወግዒ ገሊጻ።
ኤርትራውያን ኣብ ካናዳ ዝብድሆም ዘሎ ስእነት ስራሕ እንታይ ይመስል?
ብዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ካብ ሃገሮም ዝወጹ ኤርትራውያን፡ ኣብተን ከም መሰጋገሪ ዝረግጹወን ጐረባብቲ ሃገራት ኰይኖም መብዛሕትኦም ናብ ሳልሳይ ሃገር እዮም ዘቋምቱ።
ምንቅስቓስ ተምሃሮ ኤርትራን ኢትዮጵያን 60ታት-70ታት እንታይ ይመስል ነይሩ?
ሓደ ካብቶም ንመንእሰያት ኤርትራ ይዅን ኢትዮጵያ ዝጸለወ ኵነታት፡ ለውጢ ሰርዓት ንምምጻእ ዝተኻየደ ቃልሲ ተምሃሮ እዩ። ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዀኑ ካልኣይ ደረጃ ብዘካየዱዎ ቃልሲ ፖለቲካዊ ለውጢ ክተኣታቶ ክኢሉ እዩ።
ኤርትራውያን ነበርቲ ካምፓላ ብዛዕባ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ ዝበሎ ምኽሮም የካፍሉ
ዋሽንግተን -ኣለን ስዋንያና ዝተባህለ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፡ ብዛዕባ ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝተዛረበሉ እዋን፡ ብፍላይ ኤርትራውያን ንኩነታት ናብራ የኽብርዎ ከም ዘለዉ ስኽፍትኡ ገሊጹ ኔሩ።
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
Load more...