ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያን ኣውፈርትን ሞያውያንን ስለምንታይ ንርዋንዳ ይመርጹ'ለዉ?

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያን ኣውፈርትን ሞያውያንን ስለምንታይ ንርዋንዳ ይመርጹ'ለዉ?

ኣብ ትግራይ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ኲናት ክውላዕ እንከሎ፡ ሳራ ይስሓቕ ኣብታ ተወሊዳ ዝዓበየትላ ከተማ ሃዋሳ'ያ ትነብር ነይራ። ወለዳ ተጋሩ ከምዝዀኑ ትገልጽ ሳራ፡ ኩባንያ ህንጸት እትውንን ነዳፊት ህንጻ ወይ ኣርክቴክት ከምኡ'ውን ኮምፒዩተር ኢንጂነርን እያ። እቲ ደማዊ ኲናት ምስ ተወልዐ፡ "ደቀይ ሰላምን ምርግጋእን ኣብ ዘለዎ ከባቢ ከዕብዮም ስለዝደሊ ክግዕዝ ወሲነ" ክትብል ተመኵሮኣ ንቢቢሲ ኣካፊላ። ፈለማ ናብ...

Latest releases

Load more...