ኢትዮጵያ፡ ወጥሪ ኣብ ዝዓርገሉ ዘሎ እዋን ኣስታት 250 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሰጒጓ
ኢትዮጵያ ንልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማሕቡስ ዘጽንሓቶም ኣስታት 250 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብ ሰኑይ 29 ሚያዝያ 2025 ብኽልል ዓፋር ኣቢላ ናብ ወደባዊት ከተማ ዓሰብ ከም ዘባረረቶም ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተኣስሩ ካልኦት ኤርትራውያን'ውን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከም ዝተገብረ ምንጭታት ንቢቢሲ ሓቢሮም። ቀረባ ቤተሰብ ናይ ሓደ ካብቶም ዝተሰጐጉ ንቢቢሲ ከም ዝሓበሮ፡ ብዙሓት ካብቶም ስደተኛታት ካብቲ ብ15 ሚያዝያ ዝተባርዐ ግጭት...
Latest releases
ንብጻዮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ካብ ኣርባዕተ ክሳብ 22 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ሓደ ካብቶም ንበረኸት ሰለሙን ዝቐተሉ መንእሰያት ብውሕዱ ን22 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ።
ብውሕዱ 65 ሬሳታት ስደተኛታት ኣብ ጃምላዊ መቓብር ሊብያ ከምዝተረኸቡ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ
ኣብ ሊብያ ብውሕዱ 65 ሬሳ ስደተኛታት ዝሓዘ ጃምላዊ መቓብር ከምዝተረኸበ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣፍሊጡ።
ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ወርቂ መዳልያ ተዓዊቱ
ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ኣብ ጋና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቀዳማይ ብምውጻእ ወርቂ መዳልያ ተዓዊቱ።
Load more...