ኬንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ኣቦ ደሃዮም ጠፊኡ
ኣቶ ተስፋይ ሞባእ ዝተባህሉ ኤርትራዊ ኣቦ፡ ብዓርቢ 18 ምያዝያ - [ዓርቢ ስቕለት] ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኬንያ ጠፊኦም ክሳብ ሕጂ ሃለዋቶም ከምዘይተረኽበ ስድራቤቶም ንቢቢሲ ሓቢሮም። ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ኣቶ ተስፋይ፡ ሰዓት 9:00 ንግሆ ኣቢሉ ኣብ ከባቢ ክሊማኒ ናብ ዝርከብ ቤተክርስትያን መድሃኔኣለም ከምዝኸዱን ኣብኡ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድሕሪ ቐትሪ ከምዝጸንሑን ተፈሊጡ። እቶም 80 ዝዕድመኦም ኣቦ ናይ ጥዕናን ዓይኒን ጸገማት ዝነበሮም...
Latest releases
ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳያይስን ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያን እንታይ ዘትዮም?
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስቲ ኣብ ባጽዕ በጺሑ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ዝመርሖ ዘሎ ልኡኽ ሩስያ ብሰሉስ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተፈሊጡ።
ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ግፋ ኤርትራውያን ከምዝተኻየደ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ፣ ንሰሌዳ ኮኾብ ኣመዝገብቲ ጐል ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ይመርሕ
ኣጥቃዓይ ኢትዮጵያዊት ክለብ ሃዋሳ ከነማ፡ ኤርትራዊ ዓሊ ሱሌማን፡ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሸቶታቱ ይደምቕ።
ኤርትራ፡ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያ ባጽዕ ኣትዩ
ብምክትል ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያ ኣድሚራል ቭላድሚር ካሳቶኖቭ ዝመራሕ ልኡኽ ሩስያ ሎሚ ባሕቲ ሚያዝያ 2024 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ባጽዕ ከም ዝኣተወ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሓቢሩ።
Load more...