ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዝነብሩላ ካናዳ፡ ስለምንታይ ግዳም ሓደርነት በዚሑ?

ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዝነብሩላ ካናዳ፡ ስለምንታይ ግዳም ሓደርነት በዚሑ?

ብዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ካብ ሃገሮም ዝወጹ ኤርትራውያን - ኢትዮጵያውያን'ውን ከይተረፈ፡ ኣብተን ከም መሰጋገሪ ዝረግጹወን ጐረባብቲ ሃገራት ኰይኖም መብዛሕትኦም ናብ ሳልሳይ ሃገር እዮም ዘቋምቱ። ካናዳ ሓንቲ ካብተን ዜጋታት እዘን ሃገራት ብብዝሒ ዝኸዱላን ዝቕመጡላን ሃገር እያ። ኣብዛ ሃገር፡ ቍጽሪ ግዳም ሓደር ዝዀኑ ሰባት ይውስኽ ምህላው ኸኣ ሻቕሎት ፈጢሩ ኣሎ። ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከባ ከተማታት፡ ጕዳይ ገዛ ኣልቦ ወይ ግዳም ሓደር ንዝዀኑ ሰባት ክብድሃ...

Latest releases

Load more...