ኩለን ሃገራት ንልኡላውነት ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ወኪል ኣመሪካ ተማሕጺና
ኩለን ሃገራት ንልኡላውነትን ዶባትን ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ፈጻሚት ጉዳያት ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ተማሕጺና። ክሪስቲን ኢ መየር ኣብ ማሕበራዊ ገጽ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘውጽኣቶ ጽሑፍ'ያ ነቲ መግለጺ ሂባ። ሃገራ ንልኡላውነት ኤርትራ ከምእተኽብሮ'ውን እታ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ ኣስመራ ዝተመደበት...
Latest releases
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣጽኒዓቶ ዘላ እገዳታት እንታይ እዩ?
ኣብዚ ቅንያት፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳታት ከተልዕልን ዝምድናኣ ናብ ንቡር ክትመልስን ወሲና ትንቀሳቐስ ከምዘላ ክዝረብ ተሰሚዑ'ሎ። እዚ ውሳነ፡ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተፈጥረ ቅልውላው ዝተደፍአ ኰይኑ፡ ኣመሪካ ንኤርትራ ብዘለዋ ስትራተጅያዊ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ "ከም ስትራተጅያዊት መሓዛ" ስለዝርኣየታ ምዃኑ እዩ ዝግለጽ። እዚ...
ሩስያ ዝደገፈቶን ቻይና ዓይና ዝሓሰየትሉን እገዳ ኣመሪካ ዓሎቚ'ዩ ነይሩ - ኤርትራ
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊኣ ዘንበረቶ እገዳታት ከተልዕሎ ትዳሎ ከምዘላ ዝገልጽ ጸብጻባት ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ኤርትራ ገሊጻ። ምኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ረቡዕ 6 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ እገዳታት ክለዓል'ዩ ዝብል ጸብጻባት ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ እቲ ስጕምቲ ነቲ ግጉይ ክብል ዝገለጾ ፖሊሲታት ዋሽንግተን "ብዘላቕነት ብምእራም፡ ፍትሒ፡ ሕጋውነትን ርትዒን ዘረጋግጽ ክኸውን ተስፋ ንገብር" ኢሉ።
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣጽኒዓቶ ዘላ እገዳታት እንታይ እዩ?
ኣብዚ ቅንያት፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳታት ከተልዕልን ዝምድናኣ ናብ ንቡር ክትመልስን ወሲና ትንቀሳቐስ ከምዘላ ክዝረብ ተሰሚዑ'ሎ። እዚ ውሳነ፡ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተፈጥረ ቅልውላው ዝተደፍአ ኰይኑ፡ ኣመሪካ ንኤርትራ ብዘለዋ ስትራተጅያዊ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ "ከም ስትራተጅያዊት መሓዛ" ስለዝርኣየታ ምዃኑ እዩ ዝግለጽ። እዚ ኰይኑ ግን ጉዳይ ምልዓል እገዳ፡ ምስ መዝገብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ተዛሚዱ ኣከራኻሪ ሕቶታት የልዕል ኣሎ። ኣብዚ መቓን'ዚ ድማ እቶም እገዳታት እንታይ እዮም...
ኣመሪካ ንእገዳ ኤርትራ ከተልዕሎ እያ፡ ሓድሽ ምዕራፍ ጂኦ-ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ
ኣመሪካ ንእገዳ ኤርትራ ከተልዕሎ ምዃና፡ ሮይተርስ ዝረኣዮ ናይ ውሽጢ ሰነድ መንግስቲ ኣመሪካ ኣመልኪቱ። እዚ ውሳነ፡ ምስቲ እታ ሃገር ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ስትራተጅያዊ ኣቀማምጣ ዝተተሓሓዘ ምዃኑ ተንተንቲ ይገልጹ። እዚ ስጕምቲ'ዚ፡ ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ርክብ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ኰይኑ፡ ኤርትራ ኣብ ስግር ስዑዲ ዓረብ ነዊሕ ገማግም ባሕሪ ዘለዋ ሃገር ብምዃና ኣገዳሲት ይገብራ። ብተወሳኺ፡ ጐረቤት ሃገር ኢትዮጵያ ምስ እታ ናይ ነዊሕ እዋን መራጽምታ ዝዀነት ኤርትራ ናብ ውግእ ከይትኣቱ መልእኽቲ ንምትሕልላፍ ዝዓለመ ምዃኑ ተንተንቲ...


























