ኤርትራ ንሱዳን 'ዓቢ ደገፍ' ከምዝሃበት ጀነራል ኣልቡርሃን ገሊጹ

ኤርትራ ንሱዳን 'ዓቢ ደገፍ' ከምዝሃበት ጀነራል ኣልቡርሃን ገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ዘካየደ ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ኤርትራ ንዝሃበቶ ደገፍ ኣመስጊኑ። ሎሚ ናብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝኣተወ ጀነራል ኣል-ቡርሃን ብዛዕባ ምዕባለታት ግጭት ሱዳን ንፕረደዚንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ መብርሂ ከምዝበ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሓቢሩ። "መንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ንህዝቢ ሱዳን ዝገበሮ ዓቢን ዝቕጽልን ዘሎ ኣበርክቶ" ከምዝነኣደ'ውን ሚኒስተር የማነ ገብረመስቀል ጠቒሱ። ኣስመራ እንታይ ዓይነት ደገፍ ከምዝሃበት ግን ዛጊት ብንጹር...

Latest releases

Load more...