ኤርትራ፡ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ንኣምባሳደራት ወጻኢ ዝሃቦ መግለጺ

ኤርትራ፡ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ንኣምባሳደራት ወጻኢ ዝሃቦ መግለጺ

ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ክትከፍት'ያ ዝብል ክሲ "ፍጹም ከምእትነጽጎ" ኣስመራ ገሊጻ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ትማሊ ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ቀወምቲ ኣምባሳደራትን ንዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃቦ ዘይልሙድ መብርሂ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢዶም ከምዘየእተዉ ተዛሪቡ። "መንግስቲ ኤርትራ ኣብቲ ኣብ መንጎ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ህወሓትን ዝቕጽል ዘሎ ውሽጣዊ ግጭት ዝኾነ ተራ የብሉን" ክብል ሚኒስተር ዜና የማነ...

Latest releases

Load more...