ዛንታ ኤርትራውያን ዓሳክር ጣልያን

ዛንታ ኤርትራውያን ዓሳክር ጣልያን

ዘመን 'ሻማ-ሻማ ኣፍሪቃ' ወይ ከኣ ግዝኣታት ኤውሮጳ ኣብ ኣፍሪቃ ዝሰሰነሉ ዘመን (1880-1960)፡ 'ኣስካሪ' (ዓስከር) ተባሂሎም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተመልመሉን ብሰራዊት ባዕዲ ተቈጺሮም ዘገልገሉን ወተሃደራት ነይሮም እዮም። ንኣብነት፡ ኣፍሪቃውያን ኣብ ሰራዊት ገዛእቲ ኢጣያን፡ እንግሊዝ፡ ፖርቱጋል፡ ጀርመንን ቤልጁምን ተዓስኪሮም ከም ዘገልገሉ ሰነዳት ታሪኽ ይሕብሩ። እቶም ዓሳክር ኣብ ዝተፈላልዩ ወራራት ወሳኒ ተራ ተጻዊቶም ጥራሕ ዘይኰነ፡ ኣብ...

Latest releases

Load more...