ሕሜቲ ንኤርትራ ኣመልኪቱ ዝተዛረቦ እንታይ እዩ?
መራሒ ሓይልታት ዳዕመ ሰሪዕ ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ሕሜቲ፡ ሰራዊቱ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮርዶፋን ዝተወሰነ ከባቢታት ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ብ2 ሰነ ብመገዲ ተሌግራም ሓፈሻዊ መግለጺ ሂቡ።ንሱ ኣብቲ ኣብ ህሉው ኵነታት ኲናት ሱዳን ማእከል ገይሩ ሓያለ ኣርእስታት ዝተናኸፈ መግለጺኡ ኤርትራን መራሒኣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ጠቒሱ። ሕሜቲ ኣብ መግለጺኡ፡ "ወላሂ ኵሎም እቶም ግብረሽበራውያን ሓይልታት፣ እስላማዊ መንግስቲ - ዳዕሽ -...
Latest releases
Severe repression in Eritrea has prompted decades of exodus
Despite Eritrea’s relatively small population, the country is a major origin of refugees. As much as one-third of the Eritrean-born population of around 6 million is estimated to live abroad, with...
over fatal stabbing of man who allegedly groped her
The trial of the unnamed American woman will be heard in Kaiserslautern, with Elon Musk having tweeted about the case. An American woman is standing trial accused of fatally stabbing an Eritrean...
A fifth of migrants crossing Channel on small boats are Eritreans
There are more Eritreans crossing the Channel in small boats this year than any other nationality as cheaper prices by smugglers attract increasingly poorer migrants to take the route. More than...
ዛንታ ኤርትራውያን ዓሳክር ጣልያን
ዘመን 'ሻማ-ሻማ ኣፍሪቃ' ወይ ከኣ ግዝኣታት ኤውሮጳ ኣብ ኣፍሪቃ ዝሰሰነሉ ዘመን (1880-1960)፡ 'ኣስካሪ' (ዓስከር) ተባሂሎም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተመልመሉን ብሰራዊት ባዕዲ ተቈጺሮም ዘገልገሉን ወተሃደራት ነይሮም እዮም። ንኣብነት፡ ኣፍሪቃውያን ኣብ ሰራዊት ገዛእቲ ኢጣያን፡ እንግሊዝ፡ ፖርቱጋል፡ ጀርመንን ቤልጁምን ተዓስኪሮም ከም ዘገልገሉ ሰነዳት ታሪኽ ይሕብሩ። እቶም ዓሳክር ኣብ ዝተፈላልዩ ወራራት ወሳኒ ተራ ተጻዊቶም ጥራሕ ዘይኰነ፡ ኣብ ሓለዋ ዕርድታትን ውሽጣዊ ጸጥታን'ውን...