ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል ካላኣይ ክፋል

ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል ካላኣይ ክፋል

ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል ኤርትራዊ መንእሰይ ንርስቱ ንሪሙ  ይካላኸል ኣሎ እንዳ ከፈለ ደሙ፣ ዓሻ በጊዕ ምስ ቶኹላ ዕርክነት ንኢትዮጵያዊያን ኤሊት ኣሚንካስ ጉራ እቶም ንህዝባ በቲኖም ዝምነዩ ንባሕራ ምስኦም ኮንክካስ ለውጢ ኣብ ኤርትራ፣   ብላዕ ዘይበልዎስ ጽብሑለይ በለ ኤርትራዊ ዋጋ እንዳ ከፈለ ያኣክል ጉያ ንሽዋ ጉያ ንመቐለ ባዕልና ንጉጅለ...

Latest releases

Load more...