እስራኤል፡ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ብዝተላዕለ ባእሲ ሓደ ሰብ ተቐቲሉ ካልእ ብኸቢድ ቆሲሉ
ትማሊ ምሸት ኣብ ደቡባዊ ተልኣቪቭ ኣብ መንጐ ደገፍትን ተቓወምትን መንግስቲ ኤርትራ ተባሂሎም ዝጽውዑ ጕጅለ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተፈጥረ ባእሲ፡ ሓደ ሰብ ክቕተል እንከሎ ካልእ ድማ ብኸቢድ ቆሲሉ ከምዘሎ ምንጭታት ቢቢሲ ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።
Latest releases
ልኡኽ ቻይናን ኣብ ምንታይ ዝዓለመ እዩ?
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ፡ ሰንበት 07 ሚያዝያ ኣብ ሰዓታት ንግሆ፡ ኣብ ኣስመራ ከምዘዘራረበ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ሰብ ተስፋን ሰብ ጓህን ኣብ ጐደና ግጋባ - ካምፓላ
ግዱድ ስደት ሰባት ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ እቲ ዝለዓለ ፍልሰት ሰባት ኰይኑ ዘሎ እዩ። ዩጋንዳ ድማ፡ ንዓመታት ሓንቲ ካብተን ኣብ ዓለምና ብቐጻሊ ንስደተኛታት ዝቕበል ክፉት ፖሊሲ ዘለወን ሃገራት ኰይና ጸኒሓ።
ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳያይስን ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያን እንታይ ዘትዮም?
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስቲ ኣብ ባጽዕ በጺሑ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ዝመርሖ ዘሎ ልኡኽ ሩስያ ብሰሉስ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተፈሊጡ።
ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ግፋ ኤርትራውያን ከምዝተኻየደ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
Load more...