ኣስመራ፡ ግብረመልሲ ኤርትራ ንመግለጺ ጀነራል ጻድቃን

ኣስመራ፡ ግብረመልሲ ኤርትራ ንመግለጺ ጀነራል ጻድቃን

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን "ኣብ ዝኾነ ህሞት ኲናት ክውላዕ" ከምዝኽእል ዝምጉት መግለጺ ሌ/ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ መርኣያ ናይቲ ብወገን ኢትዮጵያ ዝጋዋሕ ዘሎ ድሌት ኲናት'ዩ ክትብል ኤርትራ ግብረመልሲ ሂባ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ እቲ ጀነራል "ኣካል ናይቲ ብሓይሊ ንኤርትራዊት ወደብ ዓሰብ ንምጉባጥ" ዝህቅን ኣጀንዳ እዩ ክብል ነቒፉ። ኣባል ካቢነ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝኾነ ጀነራል ጻድቃን...

Latest releases

Load more...