Isaias’s Cairo Visits and the Seasonal Architecture of Crisis in the Horn
Strategic convergence in the Horn of Africa is too often misread through the narrow grammar of formal alliances, as though coordination must announce itself through treaties, communiqués, or...
Latest releases
ሓድሽ ጸብጻብ ኣምነስቲ፡ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን እንታይ ይብል?
ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፡ ኣብቲ ን144 ሃገራት ዝዳህሰሰ መበል 65 ዓመታዊ ጸብጻቡ፡ ኣብ መላእ ዓለም ብፍላይ ድማ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣዝዩ ዘሰክፍ ምህላዉ ኣተሓሳሲቡ። እቲ "ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ዓለም 2026" ብዝብል ኣርእስቲ ዝወጽአ ሰነድ፡ ኣብ መላእ እታ ኣህጉር ምልካውያን ስርዓታት ዝያዳ ይሕይሉን...
ዘይተፈትሐ ግድል ቅትለት ኤርትራዊት: ሰብመዚ ጀርመን ንቢቢሲ ትግርኛ ዝሃብዎ መብርሂ
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተረኽበ ሽክና ርእሰኪ ናይታ ብዘስካክሕ ኣገባብ ዝተቐትለት ኤርትራዊት ምዃኑን ዘይምዃኑን ምርግጋጽ መርመራ ይቕጽል ከምዘሎ ሰብመዚ ፖሊስ ጀርመን ንቢቢሲ ትግርኛ ሓቢሮም። "እዚ መርመራታት እዚ ኣይተወድአን ዘሎ፡ ስለዚ ኣብዚ እዋን'ዚ ዝኾነ ውጽኢት የለን" ክብል ሓላፊ ኢንስፐክተር ፖሊስ ኣብ ዞባ ኖርድርሄን-ዌስትፋለን ቲኖ ሻፈር ብኢሜል ኣብ ዝሃቦ ምላሽ ኣብሪሁ። ንሓፈሻዊ መርመራን ምጽራይን ናይቲ ዓቢ ስንባደ ዝፈጠረ ቅትለት ብዝምልከት ሓበሬታ ክህበና ኣብ ዝተወከስናሉ'ውን፡ እቲ ጉዳይ ብፖሊስ ቦን...
ኤርትራ፡ ፕሮጀክት ምምካት ደርቂ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ 'ዘመዝገቦ ዓወት'
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኤርትራ ደርቂ ናይ ምጽዋር ዓቕሚ ንምዕባይን ዕድላት ስራሕ ንምፍጣርን ዝዓለመ ፕሮጀክት (DRSLP V) ብዝተዓጻጸፈ መንገዲ ይሰላሰል ከም ዘሎ ኣፍሊጡ።እዚ ፕሮጀክት'ዚ፡ ኣካል ናይቲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ "ንዓመታት ዘካየዶ" ስትራተጅያዊ ስራሓት ሕርሻን ትሕተ-ቅርጽን ኰይኑ፡ ነቲ ተደጋጋሚ ዝኽሰት ዘሎ ጽልዋ ለውጢ ኵነታት-ኣየር ንምምካት ዝዓለመ ምዃኑ ወሲኹ ይሕብር። ብመሰረት እቲ ብ17 ምያዝያ 2026 ዝወጽአ እዋናዊ ጸብጻብ፡ እቲ ፕሮጀክት ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ንልዕሊ 24...
ኤርትራ፡ መንገዲ ኣየር ኢትሓድ ካብን ናብን ኣስመራ ሓድሽ መስመር በረራ ከፊቱ
መንገዲ ኣየር ኢትሓድ፡ መስመራት ኣቭየሽን ኣፍሪቃ ዳግማይ ንምሕዳስን ንምስፋሕን ኣብ ዝሓንጸጾ ስትራተጅያዊ ውጥን፡ ንኣስመራ፡ ካብ 7 ሕዳር 2026 ጀሚሩ ቀጥታዊ በረራታት ከም ዝጅምር ብወግዒ ኣፍሊጡ። እዚ ውሳነ ናይቲ ግዙፍ መንገዲ ኣየር ንኤርትራ፡ እታ ሃገር ብሰንኪ ድሩት ኣህጉራዊ በረራታት ትጻገም ኣብ ዘላትሉ ወሳኒ እዋን ይመጽእ ብምህላዉ መስተርሆት ዝህብ...


























