መንግስቲ ሽወደን ኣብ ዕገርግር ንዝተሳተፉ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ፍርዲ ሂቡ

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ዕገርግር ንዝተሳተፉ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ፍርዲ ሂቡ

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዕግርግር ብምፍጣር ዝተጠርጠሩ ፍርዲ ሂቡ። እቶም ሽዱሽት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዉ ሰባት፡ ኣብ 2023 ኣብ ስቶኮልም ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዕግርግር ብምፍጣር ንማእሰርቲ ከም ዝተፈረዱ ማዕከናት ዜና ሽወደን ኣቃሊሐን። ሓሙሽተ ካብቶም ኣብ ቀይዲ ዝኣተዉ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ክፍረዱ እንከለዉ፡ እቲ ሻዱሻዮም ከኣ ንመንፈቕ ክእሰር ተበይኑዎ። እቲ ኣብ ሽወደን ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራውያን፡...

Latest releases

Load more...