Abiy is calculating war with Eritrea, Can he be stopped?
Why is Abiy Ahmed Mongering a new war with Eritrea? The answer to the question is simple: it is the only card he has to stay in power. Right now, Abiy is without a solid base to maintain his...
Latest releases
ኤርትራ-ሽወደን፡ ኣርሀ ሓመድናካ ምሉእ ዕድመ ቃልሲ ንፍትሕን ናጽነትን
ኣብዚ ቐረባ እዋን ብዛዕባ ዛንታ ዓወትን ኣብነታዊ ስራሕን ታሪኽ ህይወት ኣባል ባይቶ ሽወደን ነበርን ኣቦ ስድራን ከምኡ'ውን ተጋዳላይ ተሓኤ ነበር ኣርሀ ሓመድናካ እተዘንቱ መጽሓፍ ብቛንቋ ዓረብ ብዶ/ር ዑመር ዘርኣይ ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ቀሪባ ከምዘላ ይፍለጥ። እታ ታሪኽ ዓወት ካብ ሰውራ ኣፍሪቃ ናብ ባይቶ ሽወደን እትብል መጽሓፍ፡ ንድሕረ ባይታ ኣርሀ፡ ልደቱን ኣተዓባብያኡን፡ ኣብ ንእስነቱ ዝሓደሮ ሃገራዊ ጽልዋን ተሳትፎኡ ኣብ ቃልሲን፡ ዓቕመ ኣዳም ቅድሚ ምብጽሑ፡ ብስርዓት ሃይለስላሰ ዝወረዶ ማእሰርትን ስቅያትን፡...
ጉጅለ ህግደፍን ህዋሐትን ብልጽግናን ሰብ ሐደ ዕላም ይብሎምን ባእሲ
ቶባእ ድሕሪ ደጊም፣ሽጣራ ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ፣ከም መምህሮም ልቦም ዘይርከብ፣ትማሊ ብዑሉማት ኣዛብእ ዝሕሎ ከምዘይ በልካዮ፣ሎሚ ፕረስደንት ሃገር ኤርትራ ሰሚኻዮ፣መንድዩ ኣይከሰርናን ሐደ ህዝቢ ኢና ዝበለ ትማሊ፣ንኢሰያስ ካብ ኣቢ እንታይ ይፈልዮ፣ኣይፋልካን ኢንጂነር ተስፋይ፣ናይ ወዲ ጣባ ኣብ ኣስመራ ወዘኽዘኽ ኣቕኒኡኳድዩ፣ካብ...
ካብ ኣዲስ ኣበባ ንኤርትራ ዝስጎጕ ስደተኛታት ኣበይ ይኣትው?
ቅድሚ ክልተ ሰሙን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣዋርሕ ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ብመንገዲ ቡሬ ናብ ሃገሮም ከም ዝጠረዞም ክግለጽ ጸኒሑ። ክፍሊ ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ግን "ኢትዮጵያ፡ ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ሰጒጓ፡" ዝብል ወረ ቅኑዕ ከምዘይኰነን ብሓይሊ ዝመለሶም ኤርትራውያን ከም ዘየለዉን ኣፍሊጡ ነይሩ። ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ ግን፡ ናብ ኤርትራ ዝተሰጉ ስደተኛታት ከምዘለው ብምሕባር...
ኤርትራ፡ 75 ሚልዮን ዶላር ዝተዋህለለ ዕዳ መንገድታት ኣየር ኣለዋ
ኤርትራ፡ ዝተዋህለለ ዕዳ መንገድታት ኣየር፤ ንዝነውሐ ዓመታት ብዘይምኽፋላ፡ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምእትስራዕ፡ ኣህጉራዊ ማሕበር መጓዓዝያ ኣየር ኣፍሊጡ።እቲ ማሕበር ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፡ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2024፡ ብደረጃ ዓለም፡ ንመንገድታት ኣየር ዘይተኸፍለ 1.7 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘሎ ኣስሚርሉ። እቲ ኣስታት 1 ቢልዮን ዶላር ካብዚ፡ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተዋህለለ‘ዩ።...