ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ጕዕዞ ስደት ዝገጥመን ጥዕናዊን ስነኣእምሮኣዊን ብድሆታት

ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ጕዕዞ ስደት ዝገጥመን ጥዕናዊን ስነኣእምሮኣዊን ብድሆታት

ብዙሓት ኤርትራውያን ካብ ሃገሮም ወጺኦም ናብ ጐረባብቲ ሃገራትን ብኡ ኣቢሎም ድማ ናብ ምዕራባውያን ሃገራት ክስደዱ ይረአዩ እዮም። ኣብዚ ጕዕዞ'ዚ ገለ ትሕቲ ዕድመ፡ ገለ'ውን ንዓቕሚ ሄዋን ዝበጽሓ ብቝጽሪ ውሑዳት ዘይኰና ደቀንስትዮ ይርከባኦም።ገለ ድማ ኣብ ወጻኢ ሃገር ናብ ዝርከቡ መጻምደን ክጠራነፋ ዝሃቀና ሰብ ሓዳር'ውን ሕጋዊ መስርሕ ፓስፖርትን ቪዛን ብምሕታት ብውሑስ ኣገባብ ካብታ ሃገር ንከይወጻ ስለዝኽልከላ፡ እንተስ ንውልቀን እንተስ ቈልዑ ሒዘን ድማ ነቲ ብመንገዲ...

Latest releases

Load more...