ኢትዮጵያ፣ ተገፊፎም ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ሰጕጓ
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ፣ በብእዋኑ እናገፈፈ ቀይድዎም ካብ ዘሎ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ነቶም ልዕሊ 200 ኣብዚ ሳልስት‘ዚ ሰጕጉዎም። እቶም ብ29 ሚያዝያ፣ ብመንገዲ መስመር ቡሬ– ዓሰብ ናብ ኤርትራ ዝተሰጉጉ ኤርትራውያን፣ ‘ሕጋዊ መንቀሳቐሲ ዘይብሎም‘ ብዝብል ዝተገገፉ ምዃኖም ራድዮ...
Latest releases
ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኣብ ኢጣልያ ብኸመይ ነጻ ዕድል ትምህርቲ ክረኽቡ ይኽእሉ?
ብዙሓት መንእሰያት ተምሃሮ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሒዞምዎ ዝዓብዩ፡ ብትምህርትን ሞያን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ናይ ምብጻሕ ድሌትን ሃረርታን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ክዅለፍ ይርአ እዩ።
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ዳግመ ውዳበ የካይዱ ምህላዉ ተሓቢሩ።
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ትሳተፍ ኣላ
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ካብ 12 ክሳብ 21 ግንቦት፣ ኣብ ኣልጀርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ትሳተፍ ኣላ።
ጕዕዞ ስደት ኤርትራውያን ክሳብ ዶባት ፖላንድ፤ እቲ ኻልእ ሸነኽ ከርተት ከ?
ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ ኣብ ዶብ ቤላሩስን ፖላንድን ንበይና ከምዝሓረሰት ምስ ገለጹ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣዘራራቢ ዛዕባ ኰይኑ ቀንዩ እዩ።
Load more...