ብሑቲ ተሃሪመን ዝጠሓላ መራኽብ ኣብ ማያት ኤርትራ ፈጢረንኦ ዘለዋ ስግኣት

ብሑቲ ተሃሪመን ዝጠሓላ መራኽብ ኣብ ማያት ኤርትራ ፈጢረንኦ ዘለዋ ስግኣት

ኣብ መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ሓምለ ብየመናውያን ዕጡቓት ሑቲ ዝተሃረመት ንግዳዊት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒላ ምንባራ ይዝከር። እታ ኢተርኒቲ ሲ ዝተብሃለት ባንዴራ ላይበርያ ዝሰቐለትን ብግሪኻዊ ትካል እትመሓደርን መርከብ ጽዕነት ናብ ከርሲ ባሕሪ እያ ተሸሚማ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት'ውን ሓንቲ ከሚካል ዝጸዓነት መርከብ ብተመሳሳሊ ኣገባብ ብሚሳይላት ሑቲ ተሃሪማ ኣብ ኣፍደገ መጻብቦ ባብ ኤል-መንደብ ጥሒላ ነይራ'ያ። እዘን መራኽብ ኣብ ቀይሕ...

Latest releases

Load more...