ህወሓት ብዛዕባ ምስ ኤርትራ ዘለዎ ርክብ ዝሃቦ ግብረመልሲ
ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ምስ ኤርትራ "ሕቡእ ርክብ" ከምዘየካየደ ገሊጹ። ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይን ገለ መራሕቲ ናይቲ ብኣቦመንበር እቲ ውድብ ዝምራሕ ወገን ህወሓትን ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ብስቱር ይራኸቡ ከምዘለዉ ዝገልጹ ጸብጻባት ክወጹ ምጽንሖም ይፍለጥ እዩ። "ህወሓትን ሰራዊት ትግራይን ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሕቡእ ርክብ ከም ዝጀመሩ ኣምሲልካ ምግዋሕ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ዝኾነ ዓይነት መረዳእታ ክቐርበሉ ዘይኽእልን...
Latest releases
ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ወሲና
በዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣስመራ ከካይዶ ዝጸንሐ በረራታት ከቋርጾ ከምዝወሰነ ብዘውጽኦ ምልክታ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ዕግርግር ንምክልኻል ተወሳኺ ምድላዋት ይገብር
ፖሊስ ሽወደን ካብ 25 ክሳብ 28 ሓምለ ኣብ ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ንምክልኻል ናይ ትሪኮላታ ሓጹርን ካልእ ነገራት ሓዊስካ ተዳልዩ ከም ዘሎ ገሊጹ።
ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል
ጅንጅብል መን እንተበሉኻስ መን ትብል’’ኤርትራዊ ተመሲልካ(ምድንጋራት ያኣክል) ኣብ ባይታ ምስ ወረድና» ኣብ ከተማታትን ገጠራትን ሃገርና’’ምስ ህዝብና ኮና’’ጸረ ጉጅለ ህግደፍ ክነዕውቶ ንዕላማና’’ርእሲ ከተማ ሃገርና’’ኤርትራ ኣስመራ’’ብግዜ ጥልያን ኮንቪሽታቶ’’ ቪኮሎ ሮማ’’ብጎባጢ ሃጸይ ሃይለ ስላሴ’’ጎደና ቀዳማዊ...
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ቀዳማይ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ተዓዋቲ ቀጠልያ ማልያ ቱር ዲ ፍራንስ ኰይኑ
ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብቲ ሎሚ ዓመት ንመበል 111 ግዜ ዝተኻየደ 21 መድረኻት ዝነበሮ ቱር ዲ ፍራንስ ኣብታ ንተቐዳደምቲ ቅጽበታዊ ውድድር ትውሃብ ቀጠልያ ማልያ 387 ነጥቢ ብምውህላል ቀዳማይ ኰይኑ ውድድሩ ዛዚሙ’ሎ።