ኢትዮጵያ፡ 'ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰላ ንምርግጋጽ ተካይዶ ጻዕሪ ብዘለዎ ረስኒ' ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጣ

ኢትዮጵያ፡ 'ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰላ ንምርግጋጽ ተካይዶ ጻዕሪ ብዘለዎ ረስኒ' ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጣ

ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ከተካይዶ ዝጸንሐት ጻዕርታት ከተሐይሎ ምዃና ኣፍሊጣ። ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ'ዩ ነቲ መግለጺ ኣውጺኡ ዘሎ። እቲ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን ዝርከብዎ ቤት ምኽሪ ንውሽጣዊን ግዳማውን ጸጥታ ዝምልከት ገምጋም ከምዘካየደ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ይጠቅስ። ኩነታት ናይታ ትማሊ ሓድሽ ግዝያዊ ፕረዚደንት ዝተመዘዘላ ትግራይን ጉዳይ ኣፍደገ ባሕርን...

Latest releases

Load more...