ሕጕሳት ህዝቢ ዘለወን 10 ብሉጻት ሃገራት፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን'ከ?
ጋሉፕ ዎርልድ ፖል፡ ዓመታዊ ብመሰረት ኣብ ዝተፈላለዩ መዳያት ዝእክቦም መረዳእታታት፡ ኣብ ዓለምና እተን ሕጕሳት ነበርቲ ዘለወን ሃገራት ብዓል መን ከም ዝዀና ይግምግም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ታሕሳስ'ውን ናይ 2024 ጸብጻብ ሓጐስ ዓለም (World Happiness Report) ወጺኡ ነይሩ። ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ዝቐረቡ ጸብጻባት ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሰርዐት ሃገር ሕጂ'ውን ደረጃኣ ዓቂባ...
Latest releases
ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ወርቂ መዳልያ ተዓዊቱ
ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ኣብ ጋና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቀዳማይ ብምውጻእ ወርቂ መዳልያ ተዓዊቱ።
ኤርትራ፡ ነዊሕ ኢድ መንግስቲ ኣብ ዲያስፖራ ንምብታኽ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ናይ ቅድም ትዊተር ናይ ሕጂ ኤክስ(X) ጉዳይ ኤርትራ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ ብምህላዉ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝርእዮ (trending) ኮይኑ ቀንዩ::
ኣስመራ፡ ጸጥታዊ ልዝብ መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን
መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ብዛዕባ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጸጥታዊ ምትሕግጋዝ ተዘራሪቦም።
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
Load more...