ቤት ፍርዲ፡ ኤርትራዊ ስደተኛ ካብ ኢንግሊዝ ናብ ፈረንሳ ከይስጐግ ኣጊዱ
ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት፡ ብሓይሊ ናብ ፈረንሳ ምምላስ ንሓደጋ ከቃልዖ ይኽእል እዩ ዝብል ስክፍታታት ድሕሪ ምልዓሉ፡ ናብ ፈረንሳ ከይምለስ ኣጊዱ። ብመሰረት ፈረንሳን ብሪጣንያ ኣብ ጥቅምቲ 2025 ዝተሰማምዓኦ፡ "ሓደ ክኣቱ፡ ሓደ ይወጽእ፡" ዝብል ውጥን፡...
Latest releases
ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምጥያስ ዝዓለመ እማመ ኣጽዲቑ
ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምጥያስ ዝዓለመ እማመ ደጊፉ ።
ቨርነር ሙንዚንገር፡ ኣብ ኤርትራ ዓቢ ጽልዋ ዝገደፈ ገድለኛ
ቀዳሞት መንእሰያት ሚስዮናውያን ካብ ሽወደን ኣብ ኤርትራ ብባጽዕ ኣቢሎም ምስ ኣተዉ፡ ቨርነር ሙንዚንገር ከም ዝተቐበሎም ሰነዳት ታሪኽ ይሕብሩ።
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንዝበዝሐ ብርኪ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ንምዕዳግ ዝነበሮ ውጥን ሰሪዙ
ካብ ሓምለ 2023 ኣትሒዙ፣ ኣገልግሎታት ደው ኣቢሉ ዝርከብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዳግም ንምብርባር መሻርኽቲ የናዲ ከምዘሎ ምስቲ ኩባንያ ቅርበት ዘለዎም ወገናት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ኤርትራ፡ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣገልግሎት ቪዛ ክህብ ምጅማሩ ለውጢ ይህልዎ ዶ?
ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ብ5 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ካብ ሰሉስ 14 ግንቦት 2024 ኣትሒዙ ስሩዕ ኣገልግሎት ቪዛ ክህብ ክጅምር ምዃኑ ገሊጹ ምንባሩ ዝዝከር’ዩ።
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
151
152
153
154
155
156
157
158
159
160
161
162
163
164
165
166
167
168
169
170
171
172
173
174
175
176
177
178
179
180
181
182
183
184
185
186
187
188
189
190
191
192
193
194
195
196
197
198
199
200
201
202
203
204
205
206
207
208
209
210
211
212
213
214
215
216
217
218
219
220
221
222
223
224
225
226
227
228
229
230
231
232
233
234
235
236
237
Load more...
























