Stop the Next Ethiopia-Eritrea War Before It Begins
When the Ethiopian government and the Tigrayan opposition signed a cessation of hostilities agreement in late 2022, the deal ended one of the most lethal wars of the 21st century. The conflict...
Latest releases
ሐደ ካብቶም ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘለዎ ዋህዮ ኣማኒኤል ብልማማ ነዝማሪኖ ትግራዊ ዶ በልካዮ...........
ሐደ ካብቶም ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘለዎ ዋህዮ ኣማኒኤል ብልማማ ነዝማሪኖ ትግራዊ ዶ በልካዮ ነስመራ ዕባይ ምስ ደቀባት ኤርትራ ጸብጺብካዮ ድጉል ኣጀንዳኻ ፍልስፍናኻ ቆሊኻ ብልዓዮ፣ ሎኽመኛ ሙሁር ኣማኒኤል ሳህለ ጉያ ካብ ሽወደን ንዓድዋ ንመቀለ እዚ ጽልኢ ካብምንታይ ከ ነቐለ፣ ውሕ ውሕ ከም ተናኻሲ ከልቢ ኣብ...
ኤርትራ፡ ተስፋን ባህጊን ተጻወትን ኣፍቀርቲ ኩዕሶ እግሪን ዘጸልምት ዘሎ ውሳነታት
ሕልሚ ተጻወትን ኣፍቀርትን ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ መጻረዪ ውድድራት ዋንጫ ዓለም 2026 ፊፋ ቅድሚ ምጅማሩ’ዩ ቅሂሙ ተሪፉ። ሕጂ'ውን እንተዀነ፡ ኤርትራ ካብ መጻረዪ ውድድራት ንዋንጫ ቻምፒዮንሺፕ ኣፍሪቃ - ቻን ንገዛእ ርእሳ ብምእላያ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ቀዳማይ መጻረዪ ግጥም ተሰሪዙ። በዚ ድማ ኣብቶም ኣብ ኵዕሶ እግሪ ሃገሮም እውን ዓወታት ከስተማቕሩ ሃርር ዝብሉ ኤርትራውያን ተመሳሳሊ ስምዒት እዩ ተፈጢሩ። ኤርትራ ካብቲ ውድድር ከም ዘንሳሐበትን እቲ ጸወታ ድማ ከምዝተሰረዘን፡ ኮንፈደረሽን...
ኤርትራዊት ስድራቤት ኣብ ላስቬጋስ ብዘጋጠመ ባርዕ ገዛ 4 ኣባላት ስኢና
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ላስቬጋስ ብዘጋጠመ ባርዕ ገዛ ኣባላት ሓንቲ ኤርትራዊት ስድራቤት ዝዀኑ ክልተ ዓበይትን ክልተ ህጻናትን ዝርከብዎም ሰባት ሞይቶም። አዚ ዘሕዝን ፍጻመ፡ ብ 24 ጥቅምቲ ወጋሕታ ሰዓት 4፡00 እቶም ኣባላት እታ ስድራ ኣብቲ በዓል ሰለስተ ደርቢ መንበሪ ቤቶም ደቂሶም አንከለዉ እዩ ኣጋጢሙ። ኣብ እዋን ፍጻመ ብዘይካቶም ሰብ ሓዳር ስድራቤትን ደቆምን፡ ሓው እቲ በዓል ቤት እውን ከምዝነበረ ተፈሊጡ ኣሎ። ድሕሪ'ቲ ሓደጋ ኣደን ህጻንን፡ካብ ሃልሃልታ ንምህዳም ካብ መስኮት ሳልሳይ...
ቃል ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ በዓልት ቤት ብጻይና ራማዳን ደራንካ
ክብርቲ ሓፍትና ወ/ሮ ሶፍያ ግራዝማሽ ሙሳ ዓብዱ ብቀዳም ዕለት 26/10/2024 ኣብ ከተማ ጅዳ ስዑዲ ዓረብያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያትና። ነፍስሄር ወ/ሮ ሶፍያ በዓልቲ ቤት ብጻይና ራማዳን ዑመር ደራንካን ከምኡ’ውን ሓፍቱ ነቲ ዓቢ ተጋዳላይ ስዉእ ስራጅ ሙሳ ዓብዱ ኢያ።ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብሞት ክብርቲ ሓፍትና...