ዘገርም ዛንታ ቀሺ ማርቆስ ግርማይ

ዘገርም ዛንታ ቀሺ ማርቆስ ግርማይ

ዘመኑ፡ ዘመን ቍርቍስ ደብረ-ቢዘንን ጸዓዘጋን ነበረ ክበሃል ይከኣል። ደብረ-ቢዘን ማእከል ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ብምንባሩ ንህዝቢ ክርስትያን ከበሳ ብምውካል፡ ነቲ ምስዮናውያን ዘርኣይዎ ዉቕዮ (achievement) ብምምካት ተቓውሞኡ ዘልዓልሉ ዘመን ነበረ። ኣብቲ ቍርቍስ'ቲ ድማ ጣልያን፡ ከም ሓደስቲ ገዛእቲ መጠን፡ ኢድ ነበሮም። ብኻልእ ሸነኽ ድማ ቀሺ ማርቆስ ግርማይ ብጎቦ-ጎቦ ኣብቲ ጉዳይ ተጸንበሩ - ጓልና ወሲድኩም ተባሂሎም ስለ ዝተኸሰሱ ኣብ ነገር...

Latest releases

Load more...