ከረን፡ ንኻልኣይ ኲናት ዓለም ዘኽተመ ውግእ ጥንቁልሓስ፡ ኣብ 84 ዓመቱ

ከረን፡ ንኻልኣይ ኲናት ዓለም ዘኽተመ ውግእ ጥንቁልሓስ፡ ኣብ 84 ዓመቱ

ኣብዚ ቅንያት - ቅድሚ 84 - ኣብ ኤርትራ ሓደ ወሳኒ ውግእ ተኻዪዱ ነበረ፣ ካብ 3 ለካቲት ክሳዕ 27 መጋቢት 1941። እቲ ውግእ ኣካል ካልኣይ ኲናት ዓለም ኰይኑ፡ ኣብታ ካብ ኣስመራ ንሰሜናዊ ምዕራብ 91 ኪሎሜትር ርሒቓ እትርከብ፡ ብጎበታት ዝተኸበት ሒላብ-መሰል ቅርጺ ዘለዋ ከረን እዩ ተኻዪዱ። ኣብ መጻሕፍቲ ታሪኽ ድማ "ውግእ ከረን (The Battle of Keren)" ተባሂሉ ይፍለጥ። ከረን ካብ ከተማታት ኤርትራ ብዕብየታ ካልአይቲ እያ።...

Latest releases

Load more...