ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝነገሱሉ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ
ኣብዚ ካብ 9 ክሳብ 13 ጥቅምቲ ኣብ ኬንያ ከተማ ኤልዶረትን ኢተንን ክካይድ ዝቐነየ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2024፡ ኤርትራ ኣብቲ ጸወታ 7 ወርቂ፡ 5 ብሩር 4 ነሓስ ብምርካብ ብድምር 16 መዳልያታት ብምውህላል ብብዝሒ መዳልያታት ቀዳመይቲ ብምዃን ነቲ ውድድር ዛዚማቶ።ደቡብ ኣፍሪቃ ንኤርትራ ተኸቲላ 3 ወርቂ 4 ብሩር፡ 1 ነሓስን ብድምር 8 መዳልያ ኣዋህሊላ፡ ኡጋንዳ ኸኣ 2 ወርቂ፡ 2 ብሩር 1 ነሓስ ብድመር 5 መዳልያ። ኢትዮጵያ ኸኣ 3...
Latest releases
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጠቐሶ 'ካልእ ፍሕሶ ኲናት' ካብ ምንታይ ዝብገስ እዩ?
ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሃገራዊ በዓል ናጽነት ብድምቀት ከተብዕል እንከላ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኲናት ከጋጥም ከም ዝኽእል ብምእማት "ድሕነታዊ ድልውነት" የድሊ ምባሉ ይዝከር።
ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ
ብ ኤርትራ "ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ" ከምዝተፈጸመ መንግስቲ ኤርትራ ገሊጹ።
ወየ ብጻይ ተስፋማርያም ብሰላም ዕረፍ ሐርበኛ ህያው ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሐልፍ
ወየ ወየ ወየ ወደባይ ክብርኣብ ዓሪፍካ ዶ ንፍትሒ እንዳ ተቃለስካ ኣምላኽ ካብ ፈቀዶ ከም ብጾትካ ሐመድ ዓደቦኻ ሐሪሙኳ ጋዶ,, ንነጻነት ንሐርነት ክቃለስ ንሜዳ ወሪዱ ምስ ውድብ ተሐኤ ኣብ ኣኽራናት ዓሪዱ ሐንሳብ ምስ ወፈረ ዘይተመለሰ ንዓዱ,, ሐርበኛ ደላይ ፍትሒ ዶ ክብለካ ደላይ ሐርነት ንፍትሐዊት ኤረትራ እንበር ዘይወፈረ ንባርነት ሕድሪ ዘይጠለመ...
ኤርትራውያን፡ ስለምንታይ'ዮም ኣብ ኵሉ ኵርናዓት ዓለም ነንሕድሕዶም ዝጋጨዉ ዘለዉ?
ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዝርከቡ ሓይልታት ፖሊስ ነቲ ሎሚ ዓርቢ ንዝኽበር መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ድሉዋት ኰይኖም ቀንዮም ኣለዉ።