ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ

ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ

ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ፣ ዓዲ ሰግዶ መርድእ በጺሑኩምዶ፣ ወየ ወየ ኣብ ስደት ዓሪፉ ንጋዶ፣   ቁምጣ ዓጢቑ ንነጻነት ኣንጊሁ ምስ ገስገሰ፣ ሐርበኛ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ምስ ተደምሰሰ፣ ንዳግማ መግዛእቲ ስለ ዘይወጸ፣ዘይተመለሰ ዓገብ ዝበለት ልሳንካ ያኣኽለኒ ኢላዶ ሎምሰ፣ የማነ ዕምሪ ኣኺላ መጸዋዕታ መጺኡኒ፣ ኣቦ ዋዕሮ ወይኒ ኢልካ ዶ ኣፋንዉኒ፣ ወየ...

Latest releases

Load more...