ቱርኪ ንኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ካብ ምጥራዝ ክትቁጠብ ኣምነስት ጸዊዑ

ቱርኪ ንኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ካብ ምጥራዝ ክትቁጠብ ኣምነስት ጸዊዑ

ተጣባቒ ሰብኣዊ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣማኢት ኤርትራውያን ብሓይሊ ካብ ቱርኪ ናብ ሃገሮም ናይ ምጥራዝ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ገሊጹ። ኣምነስት ኢንተርናሽናል ትማሊ ኣብ ትሕቲ “ሓደጋ ብሓይሊ ምምላስ ኣንጸላልይዎም ዘሎ ኤርትራውያን’ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቶም ኣብ ቱርኪ ዝርከቡ ኤርትራውያን ብዘይድሌቶም ናብ ሃገሮም እንተጠሪዘሞም ንስቃይን ንማእሰርትን ክቃልዑ ከምዝኽእሉ ዘለዎ ስክፍታ ሓቢሩ።

Latest releases

Load more...